US$ 289.50
bmk-auffach.at
Ceramic coffee tray / ሰራሚክ ቢያቲ ቡን (እግሪ ዘለዎ)
Description
Ceramic coffee tray / ሰራሚክ ቢያቲ ቡን (እግሪ ዘለዎ)Add elegance to your coffee ritual with a Ceramic Coffee Tray, perfect for serving coffee in style. Description: This Ceramic Coffee Tray ( ) is crafted with precision and care, designed to enhance your traditional coffee experience. The trays sleek, ceramic surface provides a beautiful base for serving coffee, tea, or any beverages. Its sturdy construction ensures durability, while its simple yet elegant design makes it perfect for both everyday use
Revitalize your skin with Agor Organic Coffee & Cocoa Butter Body Scrub – exfoliating and moisturizing for a smooth
these cups are perfect for both hot and cold drinks
black seed oil helps to soothe skin irritations
Natural-looking finish
Fluffy texture and excellent flavor
Comfortable
ካብ መጽሓፍ"ቋንቋ ፍቕሪ ን ነባሪ ፍቕራዊ ዝምድና "ዝተወስደ ንፉዓት ተዛረብቲ ቛንቋ ፍቕሪ ኽንከውን እንተ ደኣ ዄንና፡ቋንቋ ፍቕሪ መጻምድትና ኽንመሃር ክንስልኪ የብልናን። ንፍቕሪ ኽንብል እምባታት ንሓኩር፡ ኣጻድፍ ንወርድ፡ ስንጭሮታት ንሰግር፡ ማዕበላት ባሕሪ ንሰናጥቕ፡ ምድረበዳ ንጥሕስ ብፍቕሪን ንፍቕሪን ዘይግበር የሎን። ብዘይ ፍቕሪ ግና ጎቦ ኣይሕኮርን ስንጭሮ ኣይብተኽን፡ ምድረበዳ ኣይስገርን ኮታ ኣብ ህይወት ዘጋጥሙና ማሕለኻታት ኣይፍትሑን ንዘልኣለም ከምኡ ኢሎም ብኡስራቶም ይነብሩ። ኣብ ሕምብርቲ ህላወ ደቂሰብ ብኻልኦት ናይ ምፍቃር ባህጊ ኣሎ። መርዓ ድማ ነዚ ባህጊ’ዚ ንምምላእ ተባሂሉ ይእቶ። “ኣደይ ኣነ ጓል 10 ዓመት ምስ ኮንኩ ምስ ካልእ ሰብኣይ ክትምርዖ እንከላ ንእኣ ዘፍቅራ ሰብ ረኺባ፡ ንኣይ ግና ዘፍቅረኒ ሰብ ክረክብ ኣይከኣልኩን። ኣደይ’ውን እንተ ኾነ ኣይተፍቅረን’ያ። ተፍቅረኒ እንተ ትኸውን ኣብ ክንዳይ ካልእ ሰብኣይ ኣይመፍቀረትን ንሳ ግና ኸምኡ’ያ ገይራ። በቃ ኣብ ክንዳይ ካልእ ሰብኣይ ኣፍቂራ። ጽምዋ ኽስምዓንን ክፍቀር ከም ዘለንን ክሓስብ ዕረፍቲ ኣይነበረንን። ኣብ ከምዚ ህሞት እንከለኹ’የ ድማ ኣብ ቤት ትምህርቲ ሃሰው ኢለ ፍቕሪ ኸናዲ ጀሚረ። ረኺበ ኸኣ። እዚ ኽብለካ እንከለኹ ብሓቂ ተፈቒረ ኢለ ኽኣምን ኣይከኣልኩን። ዘይፍትኖ ብምባል’የ ጀሚረዮ። እቲ ወዲ ብዕድመ ኻባይ ይዓቢ’ዩ። ኣነ ብሰብ ተፈቒረ ስለ ዘይፈልጥ ከም ዘፍቅረኒ ምስ ነገረኒ ኣፍቂረዮ። ምስኡ ፍቕሪ ‘ምበር ጾታዊ ርክብ ኣይነበረን ድሌተይ። ንኸይከስሮ ኽብል ግን ምስኡ ጾታዊ ርብክ ጀሚረ፡” ኣብ ሓዳር ናይ ስምዒትና ቖፎ ፍቕሪ ምምላእ ልክዕ ከም ንሓንቲ መኪና ብዝግባእ ዘይቲ ምሃብ ከም ማለት እዩ። ፍቕራዊ ቖፎኻ ጥራሑ ገይርካ ንሓዳር ምዝዋር፡ ካብቲ ጥራሑ ዘይቲ ገይርካ እትዝውራ መኪና ኸጋጥመካ ዝኽእል ሓደጋ ንላዕሊ ‘ዩ። ናይ ቅድሚ መርዓ ሕልምታት ፍቕራዊ ፍስሃ ጥራይ’ዩ፡ ኣብ ፍቕሪ ወዲቕካ ኽሳዕ ዝሃለኻ ኻልእ ክትሓስብ ጸገም’ዩ።ሃነይነይታ ፍቕሪ፡ ጸሓይ ምስ በረቐት ዝሃፍፍ ዛዕዛዕታ’ዩ። ጸሓይ ክትዓርብ እንከላ ኸኣ ካልእ ዓለም ክትቅይር ትሃርፍ እንደገና ናብ ካልእ ዛዕዛዕታ ትሰጋገር።ዕላማ ፍቕሪ እትደልዮ ነገር ምርካብ ዘይኮነ መጻምድትኻ ዝሕጐሰሉ ነገር ምግባር እዩ። ገለ ገለ ሰብ ሓዳር፡ ብሓባር ኣብ ሓደ ገዛ ስለ ዝተቐመጡ ጥራይ ብሓንሳብ ኣሎና ወይ ስኒት ኣሎና ኽብሉ ይኽእሉ ይኾኑ፡ ምናልባት ኣብ ሓንቲ ኽፍሊ ዋላ’ውን ኣብ ሓንቲ ዓራት እናደቀሱ ብሓንሳብ ኣለዉ ወይ ስኒት ኣለዎም ማለት ኣይኮነን።“ንኣስታት 20 ዓመታት ብዘይተጉላባነት ኣገልጊለዮ። ንእግሩን ኢዱን መሲለ ተጓዒዘ። ኸም ዘይናቱ ርእዩ ዕሽሽ እናበለኒ ኽርድኦ ተጸብየዮ። ኣብ ቅድሚ ስድራቤተይ፡ መሓዙተይ፡ እናዘለፈንን ክብሪ እናኸልኣንን ምንጻፍ ገዝኡ ኾይነ ኸይደ። እዚ ዅሉ እናገበረ ግና ኣይጸላእክዎን። ቅሬታ ግን ነይሩኒ። ደጊም ምስኡ ናይ ምንበር ድሌት የብለይን። ደኺመ ኣኺሉ ተሪፉኒ።”ንብዓልቲ ቤትካ ንዅዳር ይኹን ንምብጻሕ እንክትወጽእ ሓቚፍካ ብምስዓም እንተ ኣፋኒኻያ መግለጺ ፍቕሪ ጥራይ ኣይኮነን፡ ካብ ዝወጸቶ ቐልጢፋ ንኽትምለስ’ውን ሓጋዚ’ዩ።Fithawi Estifanosደራሲ ፍትሓዊ እስቲፋኖስ
Ingredients: 100% Organic Rosemary Oil
Elevate your culinary experience with Agor Organic Extra Virgin Olive Oil
leaving it soft and manageable
Use: Weekly or bi-weekly (per instructions)
this 300ml custard provides deep hydration
Shipping Estimate
USA
- USA
- CAN
- USA
- CAN
Ships within 48 hours · Estimated delivery Jul 15 - Jul 20
Exchange/Return Notes
- We offer a 30-day return/exchange service after receiving.
- Final sale items are not eligible for returns or exchanges.
- To process your return/exchange, please contact us at [email protected]
- Please click here for more details>>> Return & Exchange Policy
You may also like
US$ 49.00
US$ 39.90
US$ 39.90
US$ 7295.50
US$ 99.99
US$ 16.99
US$ 160.00
US$ 695.00
US$ 18.95